ልደት ኣስተርእዮ-ኣስተርኣየ፡ተስፋን ፍጻሜን አእላፋት ኮነ!

በስመ አብ ወወልድ ወንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! ሰብ ብፍላይ ከኣ መንፈሳውን ኣማኒ እግዚአብሔርን ዝኾነ ሰብ ብተስፋ ኢዩ ዝነብር።  ቅዱሳን መጽሓፍቲ ብዛዕባ እግዚአብሔርን ፈጣርነቱን፡ መጋብነቱን መሓርነቱን ብፍላይ ...