onsdag 21. desember 2022
Abonner på:
Kommentarer (Atom)
ልደት ኣስተርእዮ-ኣስተርኣየ፡ተስፋን ፍጻሜን አእላፋት ኮነ!
በስመ አብ ወወልድ ወንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! ሰብ ብፍላይ ከኣ መንፈሳውን ኣማኒ እግዚአብሔርን ዝኾነ ሰብ ብተስፋ ኢዩ ዝነብር። ቅዱሳን መጽሓፍቲ ብዛዕባ እግዚአብሔርን ፈጣርነቱን፡ መጋብነቱን መሓርነቱን ብፍላይ ...
-
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሀዱ ኣምላክ ኣሜን። ኣንቲ ብርዐይ ንስኺ ትሕሺ ደጉዕለይ፡ እዚ ኣርእስቲ ካብ ደጉዓ ዝተወስደ ኮይኑ፡መልቀስ፡ቁዙምታ ማለት ኢዩ።እሞ ኣነስ ኣልቂሰ ምኽኣል ሲኢነዮ፡ልበይ ግዲ ተሪሩ፡ዋ...
-
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሀዱ ኣምላክ ኣሜን፡ መልሲ ንስእሊ ሥላሴ ዝቐዱን ዝቃወሙን! ሕቶ፦ ኣንቱም ስላሴ እትብሉ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስሲ " ስላሴ" ትብል ቃል እስከ ኣበይ ኣላ ንገሩኒ፧ =ኣ...
-
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሀዱ ኣምላክ ኣሜን። ኮፍ ኢሎም ዝሰቐልዎ ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨ ናይ ኢራቕ ኩርዳውያን ከምዚ ኢሎም ይትርኹ። "ሓንቲ ጋል ንጉስ ነበረት።ሓደ ተፍቅሮ ወዲውን ነበረ እሞኸድ...
-
በስመ ስላሴ ይቀደስ ልሳንነ። ንክብሪ ዝዝንጥላ ከናፍር ሎሚ፡ እለን ከናፍር እስመ ኢይመጥዋ ክብረ ለክቡራነ መዐርገ በዛቲ ዘመን። ቀደም ዘመን ሓንቲ ወይዘሮ ንበዓልቤታ ጎይታይ ትብሎ ነይራ፡ሎሚ ግን ኣንታ፡ ቀደም ...
-
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሀዱ ኣምላክ ኣሜን ሼመታ ሓሲሩስ ዓጸቦ ግን ኣስፋሕፊሑ! ከብዲ ክትጠሚ እንከላ ኣብ ቅድሚኣ ዝረኣያ ብልዖት ኢዩ፡ክትበልዕ እንተኾይና ግን ሸውሃት ክኽፈት ኣሎዎ።ቅድሚ ሸውሃት ምኽፋቱ...
-
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሀዱ ኣምላክ ኣሜን። ኣማኒኤል እንታይ ማለት ኢዩ? ኣማኒኤል እግዚኣብሄር ምስለነ፡ኣምላኽ ምሳና ማለት ኢዩ።እዚ ቃል እዚ ኣብ ብሉይ ኪዳን ብመንፈስ ትምቢት ቅዱሳን ዝተነበይዎ...
