ቀሊሜንጦስ 6,፣21.ኣዳም ዓሻ ኮይኑ ኣይተፈጥረን ኣስተውዓልን ብልሓተኛን ኮይኑ ኢዩ ዝተፈጥረ ካብ ናይ ጥበቡ ብዝሒ ዝተበገሰ ንኹሎም ፍጡራን በብስሞም ሰየሞም።
ቀሊሜንጦስ 6,፣54.በደል ክትበዝሕ ኢያ ደናግል ኣንስቲ ሕፍረተን ክቕላዕ ኢዩ ኣቦ ንውሉዱ ውሉድ ድማ ንወላዲኡ ክኽሕዱ ኢዮም ኣገልጋሊ ንኣስራሒኡ ክኽሕድ ኢዩ ኣደ ንውሉዳ ውሉድ ድማ ንኣዲኡ ክኽሕዱ ኢዮም ኣገልገልቲ ኣብ ልዕሊ ሓለፍቶም ትዕቢት ከርእዩ ኢዮም እመቤት ክትነዓቕ ኢያ እታ ሰራሕተኛኣ ድማ ከም እመቤት ክትከውን ኢያ መንእሰያት ንሽማግሌታት ንዒቖም ኣብ ላዕሊ ክቕመጡ ሽማግሌታት ድማ ኣብ ታሕቲ ክቕመጡ ኢዮም።
tirsdag 9. januar 2018
Abonner på:
Innlegg (Atom)
ሸቃጢ-ወረ፡ ሸያጢ ሓሳብ...!!
በስመ ሥላሴ ሸቃጢ-ወረ፡ ሸያጢ ሓሳብ...!! መዘና ነይሩና ካብ ኲሉና ዝወዓየ ኣኸዓየ ከይተባህለ ኣብ ካልኡ ዝዓበየ ሰማይ ከይነጐደ ከተማ ዝረኣየ ሰልዲ ዝለመደ ጥሪት ከይጓሰየ ነይሩ ዓርክና ንፉዕ በዓል ሸቐጥ መሃብን ም...

-
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሀዱ ኣምላክ ኣሜን። ኣንቲ ብርዐይ ንስኺ ትሕሺ ደጉዕለይ፡ እዚ ኣርእስቲ ካብ ደጉዓ ዝተወስደ ኮይኑ፡መልቀስ፡ቁዙምታ ማለት ኢዩ።እሞ ኣነስ ኣልቂሰ ምኽኣል ሲኢነዮ፡ልበይ ግዲ ተሪሩ፡ዋ...
-
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሀዱ ኣምላክ ኣሜን፡ መልሲ ንስእሊ ሥላሴ ዝቐዱን ዝቃወሙን! ሕቶ፦ ኣንቱም ስላሴ እትብሉ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስሲ " ስላሴ" ትብል ቃል እስከ ኣበይ ኣላ ንገሩኒ፧ =ኣ...
-
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሀዱ ኣምላክ ኣሜን። ኮፍ ኢሎም ዝሰቐልዎ ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨ ናይ ኢራቕ ኩርዳውያን ከምዚ ኢሎም ይትርኹ። "ሓንቲ ጋል ንጉስ ነበረት።ሓደ ተፍቅሮ ወዲውን ነበረ እሞኸድ...
-
በስመ ስላሴ ይቀደስ ልሳንነ። ንክብሪ ዝዝንጥላ ከናፍር ሎሚ፡ እለን ከናፍር እስመ ኢይመጥዋ ክብረ ለክቡራነ መዐርገ በዛቲ ዘመን። ቀደም ዘመን ሓንቲ ወይዘሮ ንበዓልቤታ ጎይታይ ትብሎ ነይራ፡ሎሚ ግን ኣንታ፡ ቀደም ...
-
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሀዱ ኣምላክ ኣሜን ሼመታ ሓሲሩስ ዓጸቦ ግን ኣስፋሕፊሑ! ከብዲ ክትጠሚ እንከላ ኣብ ቅድሚኣ ዝረኣያ ብልዖት ኢዩ፡ክትበልዕ እንተኾይና ግን ሸውሃት ክኽፈት ኣሎዎ።ቅድሚ ሸውሃት ምኽፋቱ...
-
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሀዱ ኣምላክ ኣሜን። ኣማኒኤል እንታይ ማለት ኢዩ? ኣማኒኤል እግዚኣብሄር ምስለነ፡ኣምላኽ ምሳና ማለት ኢዩ።እዚ ቃል እዚ ኣብ ብሉይ ኪዳን ብመንፈስ ትምቢት ቅዱሳን ዝተነበይዎ...